ኢሳቕ ዑቕባይ ሓደ ካብቶም ብስነጥበባዊ ኣገባብ ተኾስኩሶም ዝዓበዩ መንእሰያት ኮይኑ ቅድሚ ሕጂ ንብዙሓት ድምጻውያን ካብ እዝኒ ሰማዕቱ ሓሊፉ ኣብ ልቢ ዝሓድር ዜማታት ዘበርከተ ሓያል ስነጥበበኛ እዩ። እነሆ ከኣ ሎሚ ነዛ ሓዳስ ስራሕ ሒዙልና ይቐርብ ።
ባሌና ኢንተርተይመን
ክቡራት ኣፍቀርቲ ስነ ጥበብ ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2019። ናይ ሰላም ቅሳነት ራህዋን ፍቕርን ዓመት ክኾነልና እንዳተመነኹ ድምጻዊ ኢሳቕ ስምኦን ኣብ 2005 ዘሕተማ "ጅዳ ካናዳ" እትብል ቐዳመይቲ ኣልበም ብምሉኣ ብሕጋዊ ፍቕድን ዋንነትን ኣብዚ Harmony Digital Studio Chan